Upload
others
View
19
Download
0
Embed Size (px)
Citation preview
መንእሰያትን ናይቪድዩ ጸወታን
ጥቅሙን ጉድኣቱን
ምክሪ ንወለድን ንሞግዚታትን
ኣብ መዕዳግ ጸወታ ቪድዮ
ምንጪሓበሬታታት
PEGI EUROPA
MEDIETILSYNET.NO
BARNEVAKT.NO
H J E L P E L I N J E N . N O /
F A K T A - O M - S P E L /
D A T A S P I L L /
ብዙሓት ጸወታታት ቪድዮ ናይ ሓሶት ባጠራ
ይጥቀሙ (ኣብ ጸወታ)
ዋላውን እንተኮነ: ኣብ ሓደ ሓደ ጸወታታትሓደ ሰብ ብናይ ሓቂ ባጠራ (ገንዘብ)
ከዕደግ ይክኣል
ኣብ ጸወታ ዝርርብ ዛዕባ ገንዘብ ኣገዳሲ እዩ
ተሰማማዕ ብሕግን ብከመይ ከምእትጻወትን
መጽናዕቲ/ ገምጋም ግበር: ብከመይንድልየታትካ ወይ ወጻኢታትካ ክትዕቅኖ።ማለት ኣብ ሓቀኛ ገንዘብን ኣብ ጸወታን
ንዝያዳ ሓበሬታ:WWW.SNAKKOMSPILL.NO
SNAKKOMSPILL.NO
እንታይ ኣወንታዊ ነገራት ኣብቪድዮ ጸወታ?
ጽቡቅ ዘይኮነ ብዛዕባ ጸወታቪድዮ እንታይ እዩ
•ጸወታ ቪድዮ ብዙሕ ግዜ ይበልዓልካን ጉዳያት
ይድምድምን
ብዙሕ ግዜ ተጥፍእ ኣብ ጸወታ ቪድዮ፣ ካብ
ስድራቤትካን ማሕበራዊ ንጥፈታትን
ናይ ድቃስ ሰዓታትካውን ይጸልዎ
ስድነትን ምግላልን ኣብ ገለ ጸወታታት
ገንዘብ የጥፍኣልካ/የባክነልካ/ ብፍላይ ድማ
ንጸወታ እተባክኖ እንተዘይተቆጻጸርካ።
•ትምህርቲ ትቀስምን ሞያ ተማዕብልንምንጪ ሓጎስ እዩ
ማሕበራዊ መዳይ - ዓርኪ መሓዛ ተጥርይ
ተወሳኪ ንጥፈታት ኣብ ገለ ቦታታት
ካብ ዓጀውጀው ሕልሚ ተርሕቅ
መሃዚ ትከውን - ምህናጽን ምግላጽ ናይ ገዛእ
ርእስካ መንነትን ድምጽካ ምሃብን
ድሩትነት ገበናዊ ንጥፈታት ኣብ ከባብያዊ ጉዳያት
ኣሉታዊ ዛዕባ
ጸወታ ቪድዮ
ኣወንታዊ
ዛዕባ ጸወታ ቪድዮ
ቆልዓ ቅድሚ ጸወታ ቪድዮ ምጅማሩ ሓበሬታ
ክትእክብን ክትዋሳእን ኣለካ
ድሌት ከምዘለካ ኣርእይ
ንጡፍ ኩን
ምስ ኣዕሩክ/ መሓዛን፣ ካልኦት ወለድን ፣ ቤት
ትምህርትን ምዝርራብ ኣገዳሲ እዩ
ብዛዕባ ጸወታ ቪድዮ ኩሉ ግዜ ምስ ውላድካ
ምዝርራብ ግቡእ ኣጠቃቅማ ልምዲ
ከሕድረሎም ይሕግዝ
ሓበሬታ ንወለድንሞግዚትን