48
መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት ንቤትኩም ኣይትውሰድዎ

መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

  • Upload
    others

  • View
    12

  • Download
    0

Embed Size (px)

Citation preview

Page 1: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት

ንቤትኩም ኣይትውሰድዎ

Page 2: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

2

ትሕዝቶ

መገዲ ምፍላጥ ናይ እገልጉሎት ጥዕና 3

ኣመጋግባ 18

ጥዕና ጾታን ፍርያምነትን 25

ተማሓላለፍቲ ሕማማት 29

ጽርየት ኣካላትን ምክልኻል ሕማማትን 36

ናይ ኣእምሮ ስሚዒታዊ ጥዕና 40

ጥዕና ህጻን 43

Page 3: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

3

መገዲ ምፍላጥ ናይ እገልጉሎት ጥዕና

ናብ ናይ ማልታ ስርዓተ ጥዕና ብድሓን ምጹ። ከም ስደተኛ መሰል ኣለካ

ክቅረበልካ ጉቡእ ናይ ትምህርቲ ጥዕና፡ምሰኡ ድማ ኣገልጉሎት

ኣለካ ኣካላታዊን ኣእምራውን ድልየታት ክመላኣልካ ኮይኑ ድማ በቲ ሕጋዊ መንበሪ

ዘለካ።ምልማድ ናይ ሓድሽ ሃገር,ሕብረተሰብ፡ኣመሓዳድራ፡ፖሎቲካዊ ስርዓት

ቀሊል ኣይኮነን።

ርዱእ ኢዩ ከም ዝተነጸልካን ኣካላታዊ ብቅዓት ዘይብልካን ክስመዓካ።

እንተኾነ ግን ብዛዕባ ጥዕናኻ ምግዳስ ኣድላዪ ሓላፍነት ኢዩ፡እዛ መጽሓፍ

ድማ እቲ ቁኑዕ ቦታን ኣብ ቁኑዕ ሳዓትን ትሕብር።

ዘገርም ኣይ ኮነን ፉሉይነት ኣብ ባህልን ከመኡ ድማ ኣብ ሕክምናዊ ምዳያት፡ከም

ኬኢላታት ሓካይም፡ነርሳት ዘኣመሰሉ,ኣጸጋሚ ዘይርዱእን ይኮኖም ዘለካ ጸገም ወይ

ስምዒት,እዚ ከኣ የጥቅዓካ እዩ።

እቲ ንሓተካ ትዕግስቲ,ምፍታን ጸብጻብ ከተዳሉ ነቲ ዝምልከቶ ናይ ጥዕና ቀረብ

ዝህብ,በዚ ከኣ ዘድልየካ ምርካብ።

ጡዑይ ምኻን ናይ ጥዕና ጸገም የብልካን ማለት ኣይኮነን፡ግን ምፍላጥ ብከመይ

ትኣልያ ንነብስኻ ኢዩ, ኣቓርጽ መግብን ነጋራትን ንነብስኻ ጎዳእቲ ዝኾኑ,ከመኡ ድማ ቀይሮ ናይ

ሂወትካ ኣነባብራ ልምዲ።

ከም መደብ ኣብ ትምህርቲ ዝርርብ ጥዕና ኖርማል እዩ ኣብ ምዕረባውያን

ሃገራት,እዚ ከኣ ሽግራት ይከላኸል ኣብ መጻኢ ሂወትካ።

ዕላማ እዛ መጽሓፍ ድማ ሓቤረታ ናይ ጥዕና ማእከል ክትጥቀም ምስ እትደሊ

እዩ፡ሓጋዚት እያ ፈላሊኻ ክትፈልጥ ከም ሁጹጽ ረዲኤት(ኣብ ናይ ሂወት ምድሓን

ኩነታት)ከመኡ ድማ ናብ ዝቅጽል ቖጸራ ሁጹጽ ዘይ ኮነ፡ወይ ከኣ ብቖጸራ።

ማእከል ጥዕና ኣብ ማልታ ብነጻ እዩ፡እንተ ደኣ ናብ ዓቢ ሆስቢታል ብሁጹጽ

ተላእኽካ ወይ ኣብቲ ማእከል ጥዕና ተራኢኻ፡እቲ ዝእዘዝ መድሃኒት,ፒንክ ካርድ

እንተዘይብልካ ባእልኻቕ ትዕድጎ።እንተ መሪጽካ ናብ ናይ ግሊ ሓኪም ወይ

ሕክምና ምኽሪ ንኽትረክብ ብነጻ ኣይኮነን(ትኸፍል)።

Page 4: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

4

ኣብ መኣብ መኣብ መኣብ መእእእእታውካ ታውካ ታውካ ታውካ ((((ማልታማልታማልታማልታ))))

ኣብ ጌዜ ዝኣተካሉ ማልታ ብመርከብ ብሓኪም ተራኢኻ ነርካ፡ከም ኣብ ጉዕዞኻ

ዘጋጠመቲ ማህረምቲ,

ህጹጽ ረዲኤት ከም ልዕሊ ዓቀን ረስኒ፡ፈንት(ነብስካ ዘይምቑጽጻር)፡ዋሕዲ

ማይ፡ረኽሲ ኣፍልቢ ዘኣመሰሉ,ኣብ መኣከል ጥዕና ወይ ንዓቢ ሕክምና ብምስዳድ

ትሕከም።

መርመረመርመረመርመረመርመረ((((ሰእሊሰእሊሰእሊሰእሊ))))ዓባይ ሰዓልዓባይ ሰዓልዓባይ ሰዓልዓባይ ሰዓል((((ቲቢቲቢቲቢቲቢ))))

ኣብ ዝቅጽል መኣልታት ናይ ኣፍልቢ መርመራ(ሰእሊ)ተውሲዱልካ ነይሩ,ምርግጋጽ

(ፑሉሞናሪይ ቲቢ)ዝተባህለ ብትንፋስ ዝመሓላለፍ ሕማም ከይ ህሉ።እንተ

ንጡኑሳት(ሰእሊ)መርመራ ኣይ ግበረላን ኢዩ ምኽንያቱ ነቲ ዘይተወልደ ህጻን ጎዳኢ

ኢዩ።ኣብ መርመራ ኣፍልቢ ድኾነ ናይ ቲቢ ምልክት እንተ ተራኡ,ናብ ኬኢላ

ትላኣኽ በዚ ድማ ኣድላዪ መርመራን መድሃኒትን ይግበረልካ።

እንተ ቲቢ ኣፍልቢ ምርግጋጽ ኣብ ጡኑሳት ቖልዑ (ሞንቶክስ)መርመራ

ይካየድ,ብመልክዕ መርፍእ ኮይኑ ኣብ ቕድሚት ኢድ ይውጐኡ።

Page 5: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

5

እቲ ዝተወግኡሉ ቕድሚት ኢድ ብሓኪም ትረኣ ድሕሪ 48-72 ሰዓታት።እቲ ውጼኢት ኣወንታዊ እንተ ኮይኑ እዚ ማለት ኣብ ዝሓለፈ ብቲቢ ተታሒዝካ

ነርካ፡በዚ ከኣ ናብ ኬኢላ ትሓልፍ ደም መርመራ ይካይደልካ መድሃኒት ትጅምር።

ኣብ ዝቕጽል መዓልታትኣብ እስርቤት ምሉእ ኣከላዊ መርመራ ይከየደልካ

ብሓኪም፡ብጣዕሚ ኣገዳሲ ኡዩ ምሓባር ንሓኪም እንተ ብሑዱር ሕማም ትሳቐ

እንተ ነርካ ከም ሽኮር፡ኣዝማ፡ጸቕጢ ደም፡ኩሊት ጸገም፡ከመኡ ውን ጥንሲ

እንተሎ።

ሕክምናዊ ኣገልግሎት ኣብ ዕጹው ማእከልሕክምናዊ ኣገልግሎት ኣብ ዕጹው ማእከልሕክምናዊ ኣገልግሎት ኣብ ዕጹው ማእከልሕክምናዊ ኣገልግሎት ኣብ ዕጹው ማእከል((((እስርቤትእስርቤትእስርቤትእስርቤት))))

ኣብ እስርቤት ከለኻ መሰል ኣለካ ብነጻ ኣጎልጉለት ሕክምናን መድሃኒትን

ክትረክብ።ምናልባት ህጹጽ ረዴኤት ምስ ዘድልየካ,ክትሕብር ኣለካ ነቶም ኣበኡ

ዘለዉ ወተሃደር ወይ ፖሊስ ክተሓባበሩኻ ንምጽዋዕ ኣቡላንስ ንክትወስደካ ናብ

ማተር ዲ (ዓቢ ሕክምና)።

ብዝሒቑጽሪ ኣብ እስርቤት(ዑጹው ማእከል)ዘለዉ ስደተኛታት,ቕድሚ ናብ ሓኪም

ምብጽሖምጸብጻብ ይውሰድ በዚ ከኣ እቲ ሁጹጽ ዘድልዮ ካብቲ ዘየድልዮ ይፍለ

እሞ ቐዳምነት ይወሃቦ።

ዝተሰነየ ኣተሓካክማዝተሰነየ ኣተሓካክማዝተሰነየ ኣተሓካክማዝተሰነየ ኣተሓካክማ

እንተደኣ ዝኾነ መድሃኒት ዘእዘልካ ኣድላዪ እንተኮይኑ ብነርስ ክስነ፡ካርታ

መሐከሚ ይወሃበካ ኣበኡ ድማ መድሃኒትካ ዝተጻሕፎ።እታ ነርስ ደማ ኩሉ ግዜ

መድሃኒትካ ዝወሰድካሉ ኣበኡ ምልክት ትገብር።

Page 6: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

6

ማእከል ጥዕና ኣብ ማልታን ጎዞንማእከል ጥዕና ኣብ ማልታን ጎዞንማእከል ጥዕና ኣብ ማልታን ጎዞንማእከል ጥዕና ኣብ ማልታን ጎዞን ኣብ ማልታ እንተደኣ ሓፈሻዊ ሓኪም ክትረኢ ደሊኻ, ማእከል ጥዕና ማለት ናይ

መንግስቲ ክይኑ ብዘይ ኪፊሊት፡ወይ ናብ ግሊ ሕክምና ሓፈሻዊ ሓኪም

ብክፊሊት።ኣብ ማልታ ፍሉይ ናይ ሑሙማት መምዝገቢ የለን ስለዚ ዝኾነናይ

ሓፈሻዊ ሓኪም ክትረኢ ትኸል,ግን ኣገዳሲ ኡዩ ንኽትፈልጥ እቲ ትከታተሎ

ማከል ሕክምና በቲ ዘለካ መንበሪ ኣድራሻ ምኻኑ።

ፓውላ ካብ

ሞስጣ

ጊዚራ

ፍሎሪያና }

8ንግሆ ክሳብ 5ኣጋምሸት

(ካብ 5ኣጋምሸት ክሳብ 8ንግሆ

ህጹጽ ረዴኤ ጥራሕ)

ራባት-ኦርሚ-ኮስቢኩዋ-ቪክቶርያ(ጎዞ)

ካብ ሶኒ ክሳብ ዓርቢ ካብ 8ንግሆ-5ኣጋምሸት, ቀዳም-ካብ 8ንግሆ ክሳብ 1 ናይ

Victoria

Paola

Floriana Rabat

Gzira Mosta

Cospicua

Qormi

Page 7: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

7

ኣበይነይኣበይነይኣበይነይኣበይነይተን ማእከል ጥዕና ክተከታተል ኣለካ ተን ማእከል ጥዕና ክተከታተል ኣለካ ተን ማእከል ጥዕና ክተከታተል ኣለካ ተን ማእከል ጥዕና ክተከታተል ኣለካ

• ፍሎርያና ማእከል ጥዕናፍሎርያና ማእከል ጥዕናፍሎርያና ማእከል ጥዕናፍሎርያና ማእከል ጥዕና,ጎደና ፍራንጂስክ ሰይቨር ፈነች ቁጽሪ

ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

ል ባይዳ፡ሳንታ ቫነራ፡ማርሳ፡ሳፊ፡ሉኣ፡ማካእባ፡ሃልፋር፡ኮረንዲ፡ኪርኮፕ።

• ቢክርካራ ማእከል ጥዕና ቢክርካራ ማእከል ጥዕና ቢክርካራ ማእከል ጥዕና ቢክርካራ ማእከል ጥዕና ጎደና ቱማስ ፈነች,

ስልኪ 21 494960 እንተ ምቅማጥካ ኣብ,ቢ'ካራ፡እኪሊን፡ሊጃ፡ባልዛን።

• ሞስጣ ማእከል ጥሞስጣ ማእከል ጥሞስጣ ማእከል ጥሞስጣ ማእከል ጥዕና ጎደና ፕጃዝዛ ታልዕና ጎደና ፕጃዝዛ ታልዕና ጎደና ፕጃዝዛ ታልዕና ጎደና ፕጃዝዛ ታል----ሩቱንዳሩቱንዳሩቱንዳሩቱንዳ

ስልኪ 21 433256/21 411065 ምቅማጥካ ኣብ,ሞስጣ፡ሳንታ ቨነራ፡ናሻር፡ጋርጉር፡

ማጋር፡ግሃጅን፡ቱፊሃ ሳንታ ፖል በይ፡መሊሃ፡ቡጂባ፡ኦውራ፡ባሃር እል ባቻ፡ማድሊና፡ መሪሂል፡

ል ፈለሉር ደልይስ፡ሳሊና፡ ሸሚሲጃ፡ማኒካታ፡ ቢድኒጂኣ፡ማግህታብ፡ ታ'ካሊ፡ታ

ፓሪስ፡(ፍለኡር-ደ-ልይስ)፡ግሃዲራ፡ኪርከዋ።

• ፓውላ ማእከል ጥዕና ጎደና ፓጃዛ ኣንቶኔ ደ ፓውለፓውላ ማእከል ጥዕና ጎደና ፓጃዛ ኣንቶኔ ደ ፓውለፓውላ ማእከል ጥዕና ጎደና ፓጃዛ ኣንቶኔ ደ ፓውለፓውላ ማእከል ጥዕና ጎደና ፓጃዛ ኣንቶኔ ደ ፓውለ

ስልኪ 21 691314-5 ምቅማጥካ ኣብ,ፓውላ፡ታርሼን፡ሳንታ

ሉቺኣ፡ቢርዛቡጃ፡ዘይቱን፡ማርሳሽሉኽ፡ዛባር፡ፍጉራ፡ጉድጃ፡ግሃሻክ፡በንግሃጃሳ።

• ኮስፒኩዋ ማእከል ጥዕና ጎደና ልጁንኮስፒኩዋ ማእከል ጥዕና ጎደና ልጁንኮስፒኩዋ ማእከል ጥዕና ጎደና ልጁንኮስፒኩዋ ማእከል ጥዕና ጎደና ልጁን

ስልኪ 21 675492/21 673292-3 ምቅማጥካ ኣብ,ኮስፒኩዋ፡ቪቶርዮዛ፡ሰንግላ፡ካልካራ።

• ራባት ማእከል ጥዕናራባት ማእከል ጥዕናራባት ማእከል ጥዕናራባት ማእከል ጥዕና ሲቪክ ሰንተር ፒያዛ ሳን ፓውል ቴለ፤21459082 ምቕማጥካ አብ ራባት፡መዲና፡ዲንግሊ፡አታርድ፡ቢድንያን

ኩንሲዝዮኒ። ጀዚራ ማእከል ጥዕና ፕያዛ መመ ሺኩሉና

• ማእከል ጥዕና ጀዚራ፣ ፕያዛ መመ ሺኩሉናማእከል ጥዕና ጀዚራ፣ ፕያዛ መመ ሺኩሉናማእከል ጥዕና ጀዚራ፣ ፕያዛ መመ ሺኩሉናማእከል ጥዕና ጀዚራ፣ ፕያዛ መመ ሺኩሉና

ቴለ 21344766 ምቕማጥካ አብ መሲዳ፡ታሽቢሽ፡ጀዚራ፡ስሌማ፡ካፓራ፡ሳን ጅዋን፡ታዝ

ዝዌት፡ሳይንት ጁልያንስ፡ስወኪ፡ሊብራግ፡ሰይንት አንድሪው፡ፔምብሩክ፡ሃይ ሪጅን ቪክቶርያ

ጋርደንስ።

• ማእከል ጥዕና ጎዞ ማእከል ጥዕና ጎዞ ማእከል ጥዕና ጎዞ ማእከል ጥዕና ጎዞ ቪክቶርያ ትሪክ ኢት ታቢብ ኣንቶን ታባኖ

ቴለ 21561600 ምቕማጥኩም ኣብ ጎዞ እንተድኣ ኮይኑ ጥራይ።

Page 8: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

8

ኣገልግሎት ኣብ ማእከል ጥዕና

ሓፈሻዊ ሓኪም፡ኣገልግሎት ነርስን ካልኦት ፉሉያት ኣገልግሎታት ጥዕናን ይህብ

• ንኡስ ፡መጥባሕታዊ ቅጥዕታት

• ኣገልግሎት ነርስ

• ክሊኒክ ሕማም ሽኮር

• ኣገልግሎት ስኒ

• ክሊኒክ ክንክን ህጻናት • ክታበት

• ናይ ድምጺ ክንክን

• ክሊኒክ ቅድመ፡ድሕረ ሕርሲን ማህጸንን

• ክሊኒክ ህጻናት

• ክሊኒክ ጥዕናዊ ምኽሪ

• ክሊኒክ ሰነ ኣእምሮ

• ኤክስ ረይ

• ክሊኒክ ክኢላ እግሪ

ቅድሚ ምስ ኣብ ላዕሊ ተጠቒሶም ዘለዉ ፉሉያት ክሊኒካት ቆጸራ ምሓዝካ

መወከሲ ወረቐት ካብ ሓፈሻዊ ሓኪም የድልየካ። ዝሰፍሐ ሓበሬታ ብዛዕባ ኣብ ማእከል ጥዕና ዝውሃብ ኣገልግሎት ፡ኣብ ድ ሕሪት

ናይዛ መጽሓፍ ቁጽሪ ቴለፎን ናይ ማእከል ጥዕና ኣብ ከባቢኻ ክትረክብ ኢኻ

Page 9: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

9

ቀረብ መድሃኒትቀረብ መድሃኒትቀረብ መድሃኒትቀረብ መድሃኒት

እንተድኣ ቢጫ ወይ ፒንክ ወይ ሮሳ ካርድ ሒዝካ ኣለኻ።መድሃኒትካ ካብ ናይ

መንግስቲ ፋርማሲ ክትረክብ ትኽእል፡ማለት ኩሉ ግዜ ኣብ ውሽጢ ህንጻ ማእከል

ጥዕና ናይቲ ትነብረሉ ኣከባቢ።ንነበርቲ ሓልፋር ካብ ሉኣ ፋርማሲ ይጥቀሙ።በዚ

መሰረት ዶክቶር ዝጸሓፈልካ ወረቐትን ቢጫ ወይ ሮዛ ካርድካ ብሓደ ሒዝካ ናብ

ፋርማሲ ተኸይድ።እዚ መድሃኒት ንገለ መዓልታት ወይ ውን ኣብ ነፍሲ ወከፍ 2-

3ወርሒ ዝደጋገም ይኸወን።

ስለምንታይ መድሃኒት ዘይእዘዝስለምንታይ መድሃኒት ዘይእዘዝስለምንታይ መድሃኒት ዘይእዘዝስለምንታይ መድሃኒት ዘይእዘዝ ንዝበለጸ ፍወሳ ሓኪም ክውስነልካ እዩ፡ምናልባት ብዘይ ዝኾነ መድሃኒት ክኸውን

ይኽእል እዩ።መድሃኒት ዘይክእዘዘልካ ይኽእል እዩ ምኽንያቱ፡

• ብዙሓት ኩነታት ብዘይ መድሃኒት ክሓውዩ ይኽእሉ፡ከም ዛሕሊን ካልኦት ናይ

ቫይራል ረኽስታትን

• ኣንቲባዮቲክ(ጸረ ረኽሲ)ፍጹም ኣገዳሲ እንተኾይኑ ጥራይ እዩ ዝእዘዝል

• ምናልባት ኣብ መንጎ ዝተፈላለዩ መድሃኒታት ምግርጫው ክረኣ ይኽእል እዩ

ተወሳኺ ብሓደ እዋን ክውሰዱ ከለው ጽቡቕ ጎናዊ ሳዕቤን ከኸትል የኽእል

• መድሃኒት ዘየድልየካ ክኸውን ይኽእል እዩ. ኣብ ብዙሓት ኩነታት ብቀሊል

ምልዋጥ ዓይነት ናብራኻ፡ሽጋራ ብምቁራጽ፡ጥዑይ ኣመጋግባን ኡኹል

ምንቅስቓስን ብምግባር ክንከላኸሎም ንኽእል።

መድሃኒትካ ምስ ካልኦት ሰባት ክትማቐሎ የብልካንመድሃኒትካ ምስ ካልኦት ሰባት ክትማቐሎ የብልካንመድሃኒትካ ምስ ካልኦት ሰባት ክትማቐሎ የብልካንመድሃኒትካ ምስ ካልኦት ሰባት ክትማቐሎ የብልካን

Page 10: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

10

ምውካስምውካስምውካስምውካስ ንመርመራ ናብ ላዕለዋይ ሕክምና ንመርመራ ናብ ላዕለዋይ ሕክምና ንመርመራ ናብ ላዕለዋይ ሕክምና ንመርመራ ናብ ላዕለዋይ ሕክምና

ሓኪምካ ወይ ውን ሓፈሸዊ ሓኪም ናይ ማእከል ጥዕና ንዝያዳ መርመራ

ብፍሉይ ኪኢላ ኣብ ማተርደይ ወይ ውን ቦፋ ሆስፒታል ንኽትረኣ

ክሰደካ(ከማኽረካ)ይኽእል እዩ።ኣዚ ናይ ደም መርመራ፡ኤክስ

ረይ(ራጂ)፡ካት ስካን፡ናይ ጡብ ኤክስ ረይ፡ናይ መዓንጣ ኤክስ ረይን

ወዘተ የጠቓልል።ንከምዚኦም ዝኣመሰሉ መርመራ ኩሉ ግዜ ቆጸራ ካብ

ሆስፔታል ክትረከብ ኢኻ።ብኽብረትካ ነቲ ኣብ ናይ ቖጸራ ቅጺ ዘሎ

ሓበሬታ ተጠንቂቕካ ኣንበቦ።ዝኾነ ክፋላ እንተድኣ ዘይተርዲኡካ ንኣብ

ከባቢኻ ዘሎ ብዓል ሞያ ጥዕና ናይ ማእከል ጥዕና ክትሓቶ ኣሎካ።

ቆጸራቆጸራቆጸራቆጸራ

ዘኾነ ሕልኽላኽ ኣብ ኣገልግሎት ንኸይጋጥም ኣብ ጊዘኻጊዘኻጊዘኻጊዘኻ ክትመጽእ

ንምሕጸን፡እንተድኣ ካብቲ ናይ ቆጸራኻ ጊዜ ዶንጊኻ መጺእካ

መርመራኻ ክሓልፈካ ወይ ውን ቆጸራኻ ክሰጋገር ይኽእል።

Page 11: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

11

ኣብ ክፍሊ ተመላለስቲ ሕሙማት ዘሎ ኩነታት ኣብ ክፍሊ ተመላለስቲ ሕሙማት ዘሎ ኩነታት ኣብ ክፍሊ ተመላለስቲ ሕሙማት ዘሎ ኩነታት ኣብ ክፍሊ ተመላለስቲ ሕሙማት ዘሎ ኩነታት

• ገለ ደቓይቕ ቅድሚ ቆጸራኻ ኣቐዲምካ እንተመጻኻ ይምረጽ

• ናብ ጠረጴዛ ኣሳሳይት(ርሰፕሽን) ብምቕራብ ከም ዝመጻኻ

ሓብራ፡ድሕሪኡ ኣብ መጸበዪ ቦታ ኮፍ ንኽትብል ክትሕብረካ እያ

• ሓኪም ንኽርእየካ ድሉው ኣብ ዝኾነሉ እዋን ሽምካ ከትጽዋዕ ኢኻ፡

ሽምካ ንኽጽዋዕ ስማዕ(ተኸታተል)

• ኣብ ቆጸራኻ ክትመጽእ ዘይትኽእል እንተድኣ ኮይንካ ብዝተኻእለ

መጠን ነቲ ክፍሊ ቆጸራኻ ሓብር።ካልእ ቆጸራ ክወሃበካ እዩ ግን ክሳብ

ክልተ ወርሒ ዝኣክል ጊዜ ክወስድ ይኽእል እዩ

• እንተድኣ ፉሉይ ጠለባት ኣለኩም ንኣብነት ብጓል ኣንስተይቲ ሓኪም

ከትርኣ ደሊኻ፡ከትምዝገብ ከለኻ ነታ ኣሳሳይት(ርሰፕሽን)ሓብራ

ተወሳኺ ውን ኣብ እዋን ቆጾሮኻ ሓብራ።

Page 12: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

12

ተራኻ ብሓኪም ንኽትርኣ ተራኻ ብሓኪም ንኽትርኣ ተራኻ ብሓኪም ንኽትርኣ ተራኻ ብሓኪም ንኽትርኣ

• ምስ ሓኪም ምስ ተራኸብካ፡ኮፍ ኢልካ ኩሉ ዘለካ ተርእዮታት ሕማም ክትነግሮ ክትሕተት ኢኻ

• ምስ ሓኪም ምሉእ ቅንዕና ክህልወካ ኣለዎ ኩሉ ብዛዕባ ተርእዮታት

ሕማምካ ክትነግር ኣሎካ

• ሓኪም ኩሉ ብዝዓባ ሕማምካ ዝነገርካዮ(ዝተዛረብካዮ)ብተገዳስነት

ክሰምዖ እዩ ኣካላዊ ምርመራ ክኣ ክገብረልካ ይኽእል ንኣብነት ጸቕጢ

ደምካ ክዕቅን፡ኣ ዒንትኻ ብፉሉይ መብራህቲ ክርእየካ ወይ ልብኻ ክሰምዕ

ይኽእል እዩ።ሓኪም ብቐጥታ እንታይ ጸገም ከም ዘለካ ክሕብረካ

ይኽእል፡መፍትሒ ናይ ሽግርካ እዚኦም ከጠቓልል ይኽእል ለውጢ ኣብ

ዓይነት ናብራኻ፡ሓኪም ዝኣዘዘልካ መድሃኒት ወይ ኣብ ሕክምና ምፍዋስ።

• ሓደ ሓደ ግዜ ሓኪም እንታይ ጸገም ከም ዘሎካ ክፈልጥ(ክውስን)

ኣይክእልን እዩ፡ምናልባት ንዝያዳ (ተወሳኺ)መርመራ ኣብ ማእከል ጥዕና

ወይ ማተርደይ ክልእከካ እዩ

• ፍሉይ ሕክምና ዘድልየካ እንተድኣ ኮይኑ ሓኪም ናብ ዝለዓለ ፉሉይ

ኪኢላ(ኣማኻሪ)ክውከሰካ(ክልእከካ)እዩ፡ቆጾሮኻ ከመይ ከምትገብሮ ክሕበረካ

እዩ ወይ ውን ብፉሉይ ኪኢላ(ኮንሳልታንት) ንኽትርኣ ቆጾሮኻ ብደብዳቤ

ክበጽሓካ እዩ

ብሓኪም ተራኢኻ ምስ ወዳእካብሓኪም ተራኢኻ ምስ ወዳእካብሓኪም ተራኢኻ ምስ ወዳእካብሓኪም ተራኢኻ ምስ ወዳእካ

• ሓኪም መድሃኒት ክህበካ እንተድኣ ወሲኑ ዝኣዘዘልካ መድሃኒት ኣብ

ወረቐት ጽሒፉ ይህበካ ድሓር ምሳኻ ትወስዱ።ወናኒ ሮሳ(ፒንክ)ካርድ

እንተድኣ ኮይንካ ካብ ናይ መንግስቲ ፋርማሲ መድሃኒት ብነጻ ይወሃበካ፡ • ዳግማይ ብሓኪም ክትርኣ እንተድኣ ተነጊርካ እቲ ክፍሊ ሓዲግካዮ ቅድሚ

ምውጻእካ ቆጾራ ኣብ መቐበሊ ኣጋይሽ(ርሰፕሺን) ትገበር

Page 13: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

13

ምውካስ ናብ ላዕለዋይ ሕክምና ንኽትምውካስ ናብ ላዕለዋይ ሕክምና ንኽትምውካስ ናብ ላዕለዋይ ሕክምና ንኽትምውካስ ናብ ላዕለዋይ ሕክምና ንኽትዑቆብዑቆብዑቆብዑቆብ

ኣብ ማልታ ሰለስተ 3 ቀንዲ ህዝባውያን መወከሲ ሆስፒታላት ኣለዋ፡

ሓፈሸዊ ሆስፒታል

ናይ ስነ ኣእምሮ

ሆስፒታል

ማውንት ካርመል

ሆስፒታል

ሰር ፓውል ቦፋ

ሆስፒታል

ማተርደይ

ናይ

ኦንኮሎጂ(ካንሰር)፡ቆርበ

ት ሕማማት ሆስፒታልን

ክሊኒክ ጾታን(ሽንትን

ብልዕትን)

Page 14: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

14

ምውካስ ናብ ላዕለዋይ ሕክምና ንኽትምውካስ ናብ ላዕለዋይ ሕክምና ንኽትምውካስ ናብ ላዕለዋይ ሕክምና ንኽትምውካስ ናብ ላዕለዋይ ሕክምና ንኽትዑቆብዑቆብዑቆብዑቆብ

ሓደ ሓደ ግዜ ብምኽንያት ኣብ ገዛ

ኮይካ ክተሕከም ዘይከኣለሉ ኩነታት

ናብ ሕክምና ክትኣቱ ኣገዳሲ እዩ።

ተወሳኺ ውን ኣብ ማልታ ቆልዓ ኣብ

ገዛ ክሕረስ ኣዝዩ ውሑድ

ተርእዮ(ኣጋጣሚ) እዩ፡ክሳብ

ሃንደበት(ድንገት) ዘይኮነ።ናትካ ወሃቢ

ኣገልግሎት ጥዕና ናበይን ኣበይን ከም

እትርኣ(እትኸይድ) ክነግረካ እዩ።ኣብ

ሆስፒታል ስለምንታይ ከም

ዝኣተኻ(ዝደቀስካ) እንተዘይተርዲእካ

ንሓኪምካ/ኪ ከም ዝፈልጥ ግበር/ሪ

እሞ ብዝርድኣካ መንገዲ ክገልጸልካ

እዩ።ቋንቋ እንግሊዝ ወይ ማልታ ካባኻ

ኣጸቢቑ ዝኽእል ዘመድ ወይ ዓርኪ

እንተድኣ ከተምጽኦ ደሊኻ ይከኣል

እዩ።ዝኾነ ጉዳይ ባህሊ ከም ምስ

ስድራ ኮይንካ ዝውሰን፡ወግዒ ኣብ

እዋን ሕርሲ...ወዘተ እንተድኣ ሃልዩ፡ምስቶም ሓብሓብትኻ

ሰራሕተኛታት ክትዘራረብ ትኽእል

ኢኻ።እዚ ምስ ሞያውያን ጥዕናን

ኣለይቲ ሕሙማትን ናይቲ ክፍሊ

ጽቡቕ ዝምድና ይሃንጽ፡ሕማቕ ድማ

ኣይስምዓካን።ምስ ባህልኻ ዝተኣሳሰር

ዝኾነ ልምዲ እንተድኣ

ጌርካ፡ብኽብረትካ ሰራሕታኛታት

ናይቲ ክፍሊ ንልምድታትካ ኣጋይሽ

ምኾኖም ንስኻ ድማ ነቲ ናቶም

ልምዲ ጋሻ ከም ዝኾንካ ዘክር።ስለዚ

ብዙሕ ምስ እትራኸብ(እትዘራረብ)

ብዙሕ ክትረዳድእ ትኽእል።እዚ

ክልተ ኣዊ መስርሕ ምልውዋጥ ባህሊ

ንኽፍጠር ዝኽእል ዘይምርድዳእ

ከወግድ ይኽእል።

Page 15: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

15

ናብ ሆስፒታል ክትወስዶምናብ ሆስፒታል ክትወስዶምናብ ሆስፒታል ክትወስዶምናብ ሆስፒታል ክትወስዶም((((ክትማልኦምክትማልኦምክትማልኦምክትማልኦም) ) ) ) ዘለካ እንታይ እዩ፣ዘለካ እንታይ እዩ፣ዘለካ እንታይ እዩ፣ዘለካ እንታይ እዩ፣

ኣብ ሆስፒታል ንገለ መዓልታት ክሳብ እትጸንሕ ገለ ውልቃዊ

ዋኒናካ(ኣቕሓ) የድልየካ ንኣብነት ከም

• ክዳን ለይቲ(ብጃማ)

• ሽጎማኒ

• ሸበጥ

• ከም ኮስቱሞን ማልያን ዝኣመሰለን ዑሹግ ማይ፡ጽሟቕ፡ብሽኮቲ...ወዘተ እንተድኣ

ምልክታት ሃልዩ

• ሳቡና

• መላጸ ምስ ቅብኣቱ

• መሰንተር(መመሸጢ)

• መሕጸቢ ስኒ መስ ኮልጌት

ኣብ ሆስፒታል እንከልኻ መሕለፊ ግዜ ዝኾነካ ገለ ነገራት ክም መጽሓፍን

መጻወቲ(ገይም) ክትማላእ ትደሊ ትኸውን።ኣገደስቲ ከም መነጸር ዝኣመሰሉ ነገራት

ግን ኣይትረስዕ።

Page 16: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

16

ኣበየናይ እዋን ናብ ኣገልግሎት ሓደጋኣበየናይ እዋን ናብ ኣገልግሎት ሓደጋኣበየናይ እዋን ናብ ኣገልግሎት ሓደጋኣበየናይ እዋን ናብ ኣገልግሎት ሓደጋ((((ኢመርጀንሲኢመርጀንሲኢመርጀንሲኢመርጀንሲ) ) ) )

ትድውልትድውልትድውልትድውል

ቁጽሪ ተሌፎን ኣገልግሎት ሓደጋ=112

ሓደ ሰብ እንተድኣ

ብኤሌክትሪክ ተታሒዙ

ሓደ ሰብ እንተድኣ ሃለዋቱ

ኣጥፊኡ ኣብ መሬት ወዲቑ

ዝተሰብረ ዓጽሚ

እንተድኣ

ጠርጢርካ(ገሚትካ)

ኣብ እዋን ባርዕን

ውዑይ ፈሳሲ

ዘጋጥመሉ ኣጋጣሚ

ሓደ ሰብ እንተድኣ

መርዛም ፈሳሲ

ውሒጡ

ካልኦት ሓደጋታት ዘጠቓልሉ ኣዝማ፡ሓደገኛ ቁስሊ፡ልዑል ረስኒ ኣብ

ህጻናት፡ምንቅጥቃት ኣካል፡ኣብ ማይ ምጥሓል፡ሓደገኛ ምፍሳስ ደም፡ጓል

ኣንስተይቲ ኣብ እዋን ሕርሲ ክትጸዓር ከላ፡ሓደገኛ ተምላስን ውጽኣትን፡ሃንደበት

ሕማምን ኣዝዩ ዘርዕድ ኩነታትን።

Page 17: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

17

ኣገደስቲ ቁጽሪ ተሌፎናትኣገደስቲ ቁጽሪ ተሌፎናትኣገደስቲ ቁጽሪ ተሌፎናትኣገደስቲ ቁጽሪ ተሌፎናት

ኣገልግሎት ሓደጋ 112

ክሊኒክ ክታበት 25680214

ክሊኒክ ጾታዊ ኣካልን ሽንትን 22987115

ክሊኒክ ኣፍ ልቢ(ቸስት) 21440177

ክፍሊ ከንክን ቆርበት 22987153

ማእከል ጥዕናታትማእከል ጥዕናታትማእከል ጥዕናታትማእከል ጥዕናታት

ማእከል ጥዕና ፍሎርያና 21243314

ማእከል ጥዕና ቢርኪርካራ 21494961

ማእከል ጥዕና ግዚራ 21344766

ማእከል ጥዕና ኦርሚ 21484450

ማእከል ጥዕና ጎዞ 21561600

ማእከል ጥዕና ፓውላ 21691314

ማእከል ጥዕና ኮስፒኳ 21821727

ሆስፒታላትሆስፒታላትሆስፒታላትሆስፒታላት

ማተርደይ ሆስፒታል 25450000

ቦፋ ሆስፒታል 21224491

ጎዞ ሓፈሻዊ ሆስፒታል 21562700

ማውንት ካርመል ሆስፒታል 21415183

Page 18: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

18

ኣመጋግባኣመጋግባኣመጋግባኣመጋግባ

Page 19: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

19

ምምራጽ ጥዕና ዘለዎ ዓይነት ናብራ

ጥዕና ዘለዎ ኣመጋግባ፡እቶም 5(ሓሙሽተ)ጉጅለታት

መግቢ

እቲ ቅኑዕ መግቢ ብቅኑዕ መጠን ክትምገብ

ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ

ናይ መግቢ ፓይራሚድ(ኣሰራርዓ)

Page 20: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

20

ጉጅለጉጅለጉጅለጉጅለ1111፡ባኒ፡ኣእካል፡ፓስታ፡ሩዝን ድንሽን።እዚኦም መግብታት ሓይሊ ንክህቡ

የድልዩ መኣድታት መሰረቶም ኣብ ስታርቺ ካርቦሃይድረይት ከም ባኒ(ቅጫ)፡ኣእካል፡ፓስታ፡ሩዝን

ድንሽን ዝኣመሰሉ ክኸውን ኣለዎ። ምምራጽ ኣእካል ዘለዎ መኣዲ እንተድኣ ተኻኢሉ ንእንወስዶ

ንምሕቃቕ መግቢ ዘቀላጥፍ ጥረነገር ይውስኽ።ኣብ መግቢ ምዕባይ(ንምብዛሕ)ጥቕሚ ንምሕቃቕ

መግቢ ዘቀላጥፍ ጥረነገር ብዙሕ መጠን ማይ የድልይ።

ጉጅለ ጉጅለ ጉጅለ ጉጅለ 2222፡ፍረታትን ኣሕምልትን፡ እዚኦም ቫይታሚናትን ማዕድናትን የዳልዉ ፍረታትን ኣሕምልትን ኣገደስቲ ምንጪ ናይ ማዕድናት፡ቫይታሚንን ንምሕቃቕ መግቢ ዘቀላጥፍ ንምሕቃቕ መግቢ ዘቀላጥፍ ንምሕቃቕ መግቢ ዘቀላጥፍ ንምሕቃቕ መግቢ ዘቀላጥፍ

ጥረነገርጥረነገርጥረነገርጥረነገርን እዩ።ኣብ መዕልቲ 5 ግዜ(ክፋል)ፍረታትን ኣሕምልትን ከትወስድ እንተድኣ ዕላማ ጌርካ

ኣካልካ ዘድልዮ ትሕዝቶ መኣዛ ዝወስዶ ክብ ከብል ይኽእል።

ጉጅለ ጉጅለ ጉጅለ ጉጅለ 3333፡ጸባ፡ርግኦን ጠስሚን ንድልዳለ ስን ኣዕጽምትን የድልዩ ጸባን ውጺኢት ጸባን ብፍላይ ርግኦን ጠስምን ማእከላይ ክውሰዱ ኣለዎም። ትሑት መጠን

ውጽኢት ስብሒ ከም ቅብኣት ዘይብሉ ጸባን ፎኪስ ርግኦን ምምራጽ ን እንወስዶም መጠን

ስብሒ ከጓድሎ ይኽእል እዩ

Page 21: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

21

ጉጅለ ጉጅለ ጉጅለ ጉጅለ 4444: ስጋ፡ጥረታት፡እንቛቅሖን ፉልን።እዚ መግቢ ዘድሊ ከአ ንዕብየትን

ምጽጋንን ኢዩ። ስጋ፡ዓሳ፡እንቛቅሖን ጥረታትን ከም ባለደንጓ፡ዓተር፡ፉልን ብመጠነኛ ዓቀን፡ምምራጽ ን

እንወስዶም መጠን ስብሒ ከጓድሎ ይኽእል ኢዩ። .

ጉጅጉጅጉጅጉጅለ ለ ለ ለ 5555፡፡፡፡ልዑል መጠን ሽኮር፡ስብሕን ጨውን ዘልዎም መግብታት።እዚኦም

መግብታት ብትሑት መጠን ክንወስዶም ኣሎና። ሽኮር ንጥዕናና ኣገዳሲ ኣይኮነን፡ከም ኣማራጺ መቐረት ሽኮር ዘለዎ ነገር ከም ምቁር ሕብስቲ

ዝደረቑ ፍረታት ክትወስድ ይከኣል እዩ።ብምኽንያት ሳዕቤናቶም ኣብ ጥዕና ኣካላትና ትሑት

መጠን ጨውን፡ስብሕን ክወስድ የድልዮ።

መዓልታዊ ካብ ሽዱሽተ ክሳብ ሸሞንተ ቢኬሪ ማይ ክንሰቲ ይግባእ።

Page 22: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

22

መንገድታትመንገድታትመንገድታትመንገድታት((((ሜላሜላሜላሜላ) ) ) ) አሰራርሓ መግቢአሰራርሓ መግቢአሰራርሓ መግቢአሰራርሓ መግቢ

ዝፈለሐ ጸብሒ ምስ ጥረነገር ምትሕውዋስዝፈለሐ ጸብሒ ምስ ጥረነገር ምትሕውዋስዝፈለሐ ጸብሒ ምስ ጥረነገር ምትሕውዋስዝፈለሐ ጸብሒ ምስ ጥረነገር ምትሕውዋስ

እዚኦም ከም ጻዕዳ

ሽጉርቲ፡ካሮቲ፡ፐርሰሜሎ(ሰዴኖ)፡ቀመም፡በርበረን ናይ

ቆጽሊ ቀመምን ቃንትሻን ድማ ንናይ ከብቲን ደርሆን

ስጋ መቐረት ተወሳኺ መቐርት ይህብ።

ብሃፋን ምብሳል ብማይንብሃፋን ምብሳል ብማይንብሃፋን ምብሳል ብማይንብሃፋን ምብሳል ብማይን ኣሕምልቲ ብሃፍ ምብሳል ጥዑይ መንገዲ ኮይኑ

ቪታሚናቱን ትሕዝትኡን ኣይጠፍእን።ኣሕምልቲ

እንተድኣ ብማይ ኣፍሊሕናዮ ትሕዝትኡ የጥፍእ ኣብ

መወዳእታ ይድርበ።

ጥብሲጥብሲጥብሲጥብሲ

ኣብ ጥብሲ ቀጥታዊ ሓዊ ንጥቀም፡ጥብሲ እንትቀመሉ

ብቐንዱ ስጋ ናይ ደርሆ፡ዓሳ፡ወይ ድማ ናይ ብዕራይ

እንተኾይኑ ጥራይ እዩ።ነቲ መግቢ ንኽበስል ዘኾነ

ፈሳሲ ኣብ ውሽጡ ንጥቀም።ኣዝዩ ውሑድ ትሕዝቶ

ይጠፍእ መቐረቱ ውን ኣይበላሾን።

ጥብሲጥብሲጥብሲጥብሲ

ኣብዚ ዓይነት ጸብሒ ቀጥታዊ ዋዒ ንግዳማዊ ክፋል

ናይቲ መግቢ ይጠብሶ ኣብ ውሽጢ መግቢ ዘሎ ፈሳሲ

ድማ ብውሽጡ ይጠብሶ።መቐረት ናይቲ መግቢ

ኣይጠፍእን ወላ ውን ትሕዝትኡ ኣየጥፍእን እዩ።

Page 23: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

23

ክንጥቀመሎም ዘይብልና ሜላታት ኣሰራርሓ መግቢ

ቅልዋቅልዋቅልዋቅልዋ

ኣብዚ ዓይነት ጸብሒ ውሑድ መጠን ዘይቲን

ስብሒን ተጠቒምና ኣብ ባዴላ ንቐልዎ።እዚ

መጠን ስብሒ ኣብ መግቢ የዛይዶ።

ኣዕሟቕካ ምቕላውኣዕሟቕካ ምቕላውኣዕሟቕካ ምቕላውኣዕሟቕካ ምቕላው

ብዙሕ ሰብሒን ዘይትን ንጥቀም።እቲ መግቢ

ምሉእ ብምሉእ ኣብቲ ዝፈልሐ ቅብኣት

ተዋሒጡ ብዙሕ መጠን ናይቲ ዝፈለሐ

ዘይቲ ይወስድ።ትሕዝቶ ናይ ስብሒ ኣብቲ

መግቢ ኣዝዩ ይልዕል።

Page 24: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

24

ምንቕስቓስ ኣካላት

ኣብ መዓልቲ ካብ ሰላሳ ደቓይቕ ክሳብ ሓደ ሰዓት

ዝተፈላለዩ ዓይነት ንጥፈታት ከንሰርሕ ጽቡቕ እዩ። ነፍሲወከፍ ንጥፈት ዝተፈላለዩ ጭዋዳታት ይጥቀም ከም

ውጽኢት ድማ ህርመት ልብኻ ይውስኽ።

ካልኦት ንጥፈታት ድማ፡

•ዘብዘብ

•ምሕንባስ

•ብሽክለታ ምውጣሕ(ምዝውታር)

•ፍጥነት ዘለዎ ጉዕዞ እግሪ

Page 25: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

25

ጥዕና ጾታን ፍርያምነትንጥዕና ጾታን ፍርያምነትንጥዕና ጾታን ፍርያምነትንጥዕና ጾታን ፍርያምነትን

Page 26: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

26

ጥዕና ጾታን ፍርያምነትን እንተድኣ ኣብ ጾታዊ ርክባት ትነጥፍ ኮይንካ፡ጥዕናኻ ንምሕላውን፡ንመጻምድትኻ ካብ

ብግብረስጋ ዝመሓላለፉ ሕማማትብግብረስጋ ዝመሓላለፉ ሕማማትብግብረስጋ ዝመሓላለፉ ሕማማትብግብረስጋ ዝመሓላለፉ ሕማማት ንምክልኻልን ገለ ቅድመ መጠንቀቕታ ክትወስድ

ኣገዳሲ እዩ። ብዘይኮንዶም ስጋዊ-ርክብ እንተድኣ ምስ ዝተፈላለያ መጻምድቲ ወይ ኣብ

ሓደጋ ንዘሎ ሰብ(ኣመንዝራታት)ፈጺምካ ናብ ናይ ብግብረ-ስጋ ዝመሓላለፉ ሕማማት

ሓደጋ ክትቃላዕ ትኽእል።ንኣብነት ከም

ኤች.ኣይ.ቪ፡ፍንጣጣ፡ትራይኮሞኒያሲስ፡ካንዲዳ፡ጎነርያ፡ሃፐታይትስ ቢ፡ሀርፐስ፡ወዘተ...።

እዚኦም ሕማማት ብፈሳሲ ርሕሚን ደምን ኣቢሎም ክሓልፉ ይኽእሉ።ገለ ካብ ብግብረ-

ስጋ ዝመሓላለፉ ሕማማት ካብ ሰብ ናብ ሰብ ብምትንኻፍ ጾታዊ ኣካል(ብልዕቲ) ጥራይ

ክመሓላለፍ ይኽእሉ።እዚኦም ሕማማት ብግብረሰዶምን ብ ኣፍ ዝፍጸሙ ግብረ-ስጋ ውን

ይመሓላለፉ እዮም።

ስለዚ እዩ ከኣ ብግቡእ ኮንዶም ክትጥቀም ዘሎካ ስለዚ እዩ ከኣ ብግቡእ ኮንዶም ክትጥቀም ዘሎካ ስለዚ እዩ ከኣ ብግቡእ ኮንዶም ክትጥቀም ዘሎካ ስለዚ እዩ ከኣ ብግቡእ ኮንዶም ክትጥቀም ዘሎካ !!!!!!!!!!!!

1. ተጠንቂቕካ እታ ባኮ ክፈታ፡ምእንቲ እታ ኮንዶም ከይትህሰ፡ብምንፋሕ፡ብምምጣጥ፡ብምዝርጋሕ ኣይትፈትኖ።

2. እቲ ኣብ ኮንዶም ዘሎ ኣየር ክወጽእ እታ ታሕተወይቲ ጫፍ ናይ ኮንዶም ጽቐጣ። 3. እታ ኮንዶም ኣብ ጫፍ ናይቲ ብልዕትኻ ጌርካ ሕዛ በታ ካልኣይቲ ኢድካ ጌርካ ክሳብ ላዕለዋይ ጫፍ ናይ

ብልዕትኻ ዘርግሓዮ።

4. ድሓሪ ዘርኢ ምፍሳስካ፡እታ ኮንዶም ኣትሪርካ(ተጠንቂቕካ)ምስ ብልዕትኻ ኣላጊብካ ተውጽኣ ምኽንያቱ ፈሳሲ

ዘርኢ ንኸይልሑኽ።

Page 27: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

27

ኮንዶም ኣብ ሓደ እዋን ሓንሳብ ጥራይ ኢኻ ትጥቀመሉ።ኮንዶም ኣብ ናይ ወዲ

ተብዓታይ ብልዕቲ ዝልበስ ኮይኑ ዕላምኡ ክኣ ፈሳሲ ዘርኢ ወዲ ተብዓታይ ናብ ርሕሚ

ጓል ኣነስተይቲ ንኸይኣቱ ምክልኻልን።ብተወሳኺ ምክልኻል ካብ ዘይተደልየ ጥንስን

ብግብረ ስጋ ዝመሓላለፉ ሕማማትን ከም ኤች.ኣይ.ቪ ኣይድስ።ኮንዶም ኣብ

ፋርማሲታትን ድኳናትን ይርከቡ። እንተድኣ ካብዚኦም ዝስዕቡ ዝኾነ ምልክታት ኣለካ

ከይደንጎኻ ሓኪም ክትርኣ ኣሎካ። ኣብ ከባቢ ብልዕቲ ከም ሕኸኽ፡ቃንዛ፡ስሓን ማይ

ዝሞዓገ ነገር ዘይንቡር ፈሳሲ ካብ ብልዕቲ(መሸኒት) ወይ ርሕሚ ቃንዛ ወይ ቀጭቀጭ ኣብ

እዋን ሰጋዊ ርክብ ወይ ኣብ እዋን ሽንቲ ኣብ ብልዕትን ከባቢኡን ማይ ዝሞዓገ ነገር

ምሕባጥ ብልዕቲ ምድማይ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ መንጎ ጽግያን ኣብ እዋን ስጋዊ ርክብን።

እንተድኣ ዘይዉሑስ ስጋዊ ርክብ

ፈጺምካ(ትፍጽም)ኣለኻ፡ኣብ ሓደጋ ክትህሉ

ትኽእል ኢኻ፡ስለ'ዚ ናብ ሓኪም ቀሪብካ

ካብ ብግብረ ስጋ ዝመሓላለፉ ሕማማት

ክትምርመር ኣሎካ።

እቲ መርመራ ብ ነጻ እዩ።(ቦፋ

ሆስፒታል(boffa hospital-GU

clinic21227981)

ተወሳኺ ምናልባት ምስ ሓንቲ መጻምድቲ

ጥራይ ትራኸብ ኮይንካ እሞ እንተድኣ

ኮንዶም ክትጥቀም ዘይደለኻ፡ኣቐዲምካ

ክልቴኹም ከም ዝተመርመርኩም ከተረጋግጽ

ኣሎካ።

ኤችኤችኤችኤች....ኣይኣይኣይኣይ....ቪቪቪቪ((((ናይ ሰብ ሕጽረት ምክልኻል ናይ ሰብ ሕጽረት ምክልኻል ናይ ሰብ ሕጽረት ምክልኻል ናይ ሰብ ሕጽረት ምክልኻል

ቫይረስቫይረስቫይረስቫይረስ)))) እዚ ቫይረስ ኮይኑ ንኣካላትካ ካብ መዓልቲ

ን መዓልቲ ኣዳኺሙ ንሕማማት ምቅላስ

ኣብ ዘይክእለሉ ደረጃ የብጽሖ።

ድሕሪ ዝተወሰነ እዋን ብመሰረት ዝተፈላለዩ

ዉልቃዊ ረቖሒታት፡ኤች.ኣይ.ቪ ናብ

ዝቕጽል መድረኽ ማለት ኤይድስ ይሰጋገር።

ኤች.ኣይ.ቪ በዚኦም ክመሃላለፍ ይኽእል

1ዘይዉሑስ ስጋዊ ርክብ

2ዝተለኽፈ ናይ ሰብ ደም ብምትንካፍ

3ካብ ዝተለኽፈት ኣደ ናብ ህጻን

ኤች.ኣይ.ቪ ብቐጥታዊ ምትንኻፍ ናይ

ልፋጫዊ ቀጸላ ወይ ሰራውር ደም ምስ ሓደ

ካብዚኦም ዝስዕቡ ኣካላዊ ፈሰስቲ

ደም፡ዘርኢ ወዲ ተብዓታይ፡ፈሳሲ

ርሕሚ፡ጸባ ጡብ ኣደ ናይ ሓደ ብ

ኤች.ኣይ.ቪ ዝተለኽፈ ሰብ ክመሓላለፉ

ይኽእሉ።

መድሃኒት ኣገዳሲ እዩ ን ኤች.ኣይ.ቪ

ክከናኸን ይኽእል እዩ፡ፍጹም ከሕዉዮ ግን

ኣይክእልን እዩ።ሓንሳብ በዚ ቫይረስ

እንተድኣ ተለኺፍካ ኣብ ምሉእ ሂወትካ

ምሳኻ ይጸንሕ።በዚ ምኽንያት ምክልኻል ምክልኻል ምክልኻል ምክልኻል

ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ።

Page 28: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

28

ምናልባት እንተድኣ ስጋዊ ርክብ ትፍጽሚ ኣለኺ ግን ካብ ሳዕቤናት ጥንሲ

ክትከላኸሊ ደሊኺ ኮንትራሰፕሽን(contraception)መከላኸሊ ጥንሲ ክትጥቀሚ

ኣለኪ።ኮንትራሰፕሽን ዝብል ቃል ስጋዊ ርክብ እንተድኣ ፈጺምኪ ጥንሲ ከይሓዘኪ

እትኸድሉ መንገድታት እትሕብር እያ።ወላዉን ስድራቤታት ክንደይ ዉላድ

ክህልዎም ከምዘለዎም ክመርጹ (ክዉስኑ) ይኽእሉ፡ውላድ ክህልዎም ከለዉ'ውን

መከላኸሊ ጥንሲ(ኦንትራሰፕሽን)ክጥቀሙ ኣለኩም።

ድሕሪ ምስ ሓኪም(ዶክቶር)ምዝርራብኪ እቲ ዝሓሸ(ዝበለጸ)መከላኸሊ ትውስኒ።

ሰለስተ ኣብነት መከላኸሊ ትንሲ፡ሰለስተ ኣብነት መከላኸሊ ትንሲ፡ሰለስተ ኣብነት መከላኸሊ ትንሲ፡ሰለስተ ኣብነት መከላኸሊ ትንሲ፡

ኮንዶምኮንዶምኮንዶምኮንዶም

እዚ እቲ እንኮ መከላኸሊ ጥንሲ ኮይኑ ወላውን

ብተወሳኺ ካብ ብግብረስጋ ዝመሓላለፍ ሕማማት ክከላኸል ይኽእል።

ከኒናከኒናከኒናከኒና

ስራሕ ከኒና ከኣ ንምክልኻል መፍረ እንቓቕሖ

ጋል ኣንስተይቲ ኢዩ። የድልየኪ እንተ ኮይኑ

ሓኪም ይእዝዘልኪ ፡ንሕማም ኤች.ኣይ.ቪ

ኣይከላኸልን ኢዩ።

ኮይልኮይልኮይልኮይል

ነእሽቶይ ተ መሰል ቕርጺ ዘለዎ ተዓጻጸፋይ

ኮይኑ ስርሑ ከኣ,ንምክልኻል እንቓቅሖ

ምምጻእ ናብ መናድቅ ማህጸን(ኣልትራስ)

ንኸይፈሪ።

እዚ ካዕቀነልኪ ዝኸል ብቡቁዕ ሓኪም ድሕሪ

ዝርርብ።

Page 29: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

29

ተማሓላለፍቲ ሕማማትተማሓላለፍቲ ሕማማትተማሓላለፍቲ ሕማማትተማሓላለፍቲ ሕማማት

Page 30: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

30

ዓባይ ሰዓል(ቲቢ) ዓባይ ሰዓል ተመሓላላፊ ሕማም እዩ።ካብ ናብ ስብ ብኣየር ኣቢሉ ክዝርጋሕ

ይኽእል።እንተድኣ ናይ ሳምቡእ ቲቢ ኣለካ ኣብ ከባቢኻ ዘሎ ሰብ እቶም ናይ ቲቢ

ጀርምታት ንውሽጢ እንተድኣ ኣስተንፊስዎ በቲ ሕማም ክልከፍ ይኽእል

ዓባይ ሰዓል ከም ዘለካ እንተድኣ

ተረጋጊጹ ዓይነት ሕጋዊ ወረቐትካ

ብዘይገድስ ነጻ ክንክንን ፡መድሃኒትን

ክትረክብ ኢኻ።ብኻልእ ሸነኽ ከምቲ

ሓኪምእ ዝኣዘዘልካ መሰረት እቲ

መድሃኒት ክትወስዶ ጉቡእን

ሓላፍነተን ኣሎካ፡እዚ ን ዓኻ ከም

ዝሕሸካ(ከምትሓዊ)ን ናብ ካልኦት

ምትሕልላፍ ሓደጋ ከም ዘጉድል

ይገብር።ምውሳድ(ምብላ ዕ) ኩሉ

ዓቐን መድሃኒት ነቶም ናይ ቲቢ

ታህዋስ(ጀርምታት) ይቐትሎም፡ስለዚ

እዩ ድማ ምውሳድ መድሃኒት ኣዝዩ

ኣገዳሲ ዝኸውን።ምናልባት እዚ

መድሃኒት ንኣዋርሕ ክትወስዶ የድሊ

ይኸውን።እቲ መድሃኒት ትወስዶ ከም

ዘለኻ ንምርግጋጽ መ ዓልታዊ ነርስ

ክትቆጻጸረካ እያ።እዚ ኣብ ምቁጽጻር

ሕማም ቲቢ ክሕግዝ ብዓለምለኻዊ

ዝስርሓሉ

እዩ።እታ ነርስ ብተወሳኺ መድሃኒት

ኣብ እትወስደሉ ሽግር እንተድኣ

ኣጋጢምካ ክትሕግዘካ ትኽእል።

ሓኪምካ መድሃኒት ናይ ቲቢ ኣብ

ዝጀመረልካ እዋን፡ህዝባውያን ሓካይም

ወይ ነርሳት ብዛዓባ ኣገባብ ኣወሳስዳ

መድሃኒት ንኽገልጹልካ ረኺቦም

ከዘራርቡኻ እዮም።

ተርእዮታት (ምልክታት)ንጡፍ

ናይ ሳምቡእ ቲቢ ከምዚ ይመስል፡

ካብ 2 ሰሙን ወይ ንላዕሊ ግዜ

ዝጸንሕ ሰዓል፡ብፍላይ ኣብ

ትስዕለሉ ካብ ሳምቡእ ፈሳሲ ወይ

ደም ዝወጽእ እንተድኣ ኮይኑ

• ረስኒ • ምጉዳል ክብደት

• ረሃጽ ኣብ ግዜ ለይቲ

• ምጉዳል ሸውሃት

• ሰዓል

ክሳብ እዚ ሕማም ጉድኣት ዘስዕብ

እዚኦም ምልክታት ከይረኣዩ

ይኽእሉ እዮም፡መብዛሕትኦም

ካብዚኦም ምልክታት ምስ ካልኦት

ሕማማት ክገራጨዉ ይኽእሉ።

Page 31: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

31

.

ፍሮ ማይ (ቺክን ፖክስ)

ፍሮማይ ንቡር ሕማም ኮይኑ መብዛሕትኡ ግዜ ኣብ ቆልዑ ሓደ እዋን ዝርኣ

እዩ።እዚ ብዘሕክኽ ንኣሽቱ ቁስሊ ዝምዝስል ዕንፍሩር ኣብ መላእ ኣካላትን

ጉንፋዕ(ሰዓል)ዝመስል ምልክት ዝተሰነየ እዩ። መብዝቅሕትኡ እዋን እዚኦም

ምልክታት ብዘይ መድሃኒት ይጠፍኡ፡እቲ ዝተለኽፈ ህጻን ክሳብ እቲ ምልክታት

ዝጠፍእ ኣብ ገዛ ክጸንሕ(ከዕርፍ) ኣለዎ፡ ምኽንያቱ እዚ ሕማም ኣዝዩ ስለ

ዝመሓላለፍ(ዝላባዕ)።

ምልክታትን ተርእዮታት ፍሮማይ

ፍሮማይ ካብ ምዝርግሑ ብኸመይ ደው ነብሎ

ፍሮማይ ካብ 2መዓልቲ ቅድሚ ዕንፍሩር ምውጽኡ ክሳብ

እቲ ቁስሊ ዝቀራረፍ ኣዝዩ ተመሓላላፊ እዩ።ሓደ ፍሮማይ

ዝሓዞ ሰብ እቲ ቁስሊ ነቒጹ ክሳብ ዝቀራረፍ ሓደ ሰሙን

ኣቢሉ ካብ ካልኦት ሰባት ክርሕቕ ኣለዎ፡እቶም

ታህዋስ(ቫይረስ) ካብ ምዝርጋሕ ንምግታእ ብፍላይ ቅድሚ

ምምጋብካን ድሕሪ ዓይኒ ምድሪ ምጥቃምካን ቀጻሊ ኢድካ

ምሕጻብካ ኣረጋግጽ።

• ሓደሓደ እዋን ረስኒ፡ቃንዛ ኣብ

ከብዲ፡ምዕርዓር ጎሮሮ፡ሕማም ርእሲ፡2

መዓልቲ ቅድሚ ዕንፍሩር ምውጽኡ

ዕግርገር ኣብ ከብዲ ይስምዓካ።

• ኣብቲ መጀመርታ ቀይሕ ዘሳሒ

ዕንፍሩር ኣብ ከብዲ፡ገጽን ሕቖን ይርኣ

• ቀያሕቲ ንኣሽቱ ሕበጥ ድሓር ናብ

ቁስሊ ዝምዕብሉ

• እቲ ቁስሊ ምስ ተኸፍተ ይቀራረፍ እሞ

ድሓር ነቒጹ ሓመዳዊ ሕብሪ ይሕዝ

Page 32: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

32

ፍሮማይን ጥንስትን ጥንስትን ዝኾነ ሰብ ናይ ስርዓተ ምክልኻል ጸገም ዘለዎ ኣብ ጥቓ ፍሮማይ ዝሓዞ

ሰብ ክቐርብ የብሉን።እታ ጥንስቲ ቅድምን ድሕርን ህጻን ምውላዳ ፍሮማይ

እንተድኣ ኣማዕቢላ እቲ ዝውለድ ህጻን ኣብ ሓደጋ ዝተሓላላኸ ጥዕናዊ ጸገም

ክወድቕ ይኽእል።

ፍወሳ ፍሮማይ መብዛሕትኡ ፍሮማይ ፍሉይ መድሃኒት(ፍወሳ) ዘድልዮ ኣይኮነን።ነቲ ዘለካ

ስሓ፡ረስኒን ዘይምቹእነትን ከጉድል ዝሕግዝ እዚኦም ዝስዕቡ እዮም

• ኣብ ፈለማ ውሑዳት መዓልታት ኣብ ነፍሲ ወከፍ 3-4 ሰዓታት ዝሑልን ጠሊ

ዘለዎ ጨርቂ ምድራዝ ወይ ብዙሑል ወይ ልቡጥ ማይ ጌርካ ምሕጻብ

• እቲ ዝደረቐ ኣካል ዘይምድራዙ

• ካልማይን ዝተባህለ ቅብኣት ኣካላት ምጥቃም (እዚ ኣብ ገጽካ ክትጥቀመሉ

የብልካን ብፍላይ ድማ ኣብ ካባቢ ኣዒንትኻ)

• ንህጻናት ዝሑል፡ልስሉስን ፎኪስ መግቢ ምሃብ፡ምኽንያቱ ፍሮማይ ብኣፍ

ምብላዕን ምስታይን ኣጸጋሚ ክኸውን ይኽእል እዩ።ንህጻናት ኣዝዩ

ኣሲዳዊ(መጺጽ) ብፍላይ ጨዋም ከም ጽሟቕ ኣራንሺ ዝኣመሰለ መግቢ ምሃብ

ኣወግድ።

• ቃንዛ ዘፋኹስ ቅብኣት ኣብቶም ዘቐንዝዉ ክፋል ናይ ጾታዊ ኣካል ምጥቃም

ይከኣል።

ብዝተኻእለ መጠን ህጻናት ንኽሓኩ ዘይምትብባዕ፡እዚ ኣሸጋሪ (ከቢድ) ክኸውን

ይኽእል እዩ፡ስለዚ ህጻናት ኣብ ግዜ ድቃስ ካብ ምሕካኽ ንምክልኻሎም ካልሲ

ዝመስል ነገር ኣብ ኢዶም ምልባስ ኣይትረስዕ።ብተወሳኺ ምቑራጽ ኣጽፋር ናይ

ኢድን ብጽሬት ምሓዞምን ሳዕቤናት ምሕካኽ የጉድል።

Page 33: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

33

ተባላዒ ሕማም ቆርበትተባላዒ ሕማም ቆርበትተባላዒ ሕማም ቆርበትተባላዒ ሕማም ቆርበት((((ስካቢስስካቢስስካቢስስካቢስ)))) እዚ ሓማም ጠንቁ ብተባላዒ ቁማል እዩ።ናብ ውሽጢ ቆርበት ፍሒሩ ብምእታው

ጽዑቕ ስሓ(ሕኸኽ)ይፈጥር።ብፍላይ ኣብ ግዜ ምሸት ኣዝዩ ይገድድ።ኩሎም

ዘሕክኹ(ዘሳሕዩ) ዓይነት ሕማማት ብተባላዒ ቁማል ዝነቅል ኣይኮነን።እዚኦም ባልዕ

(ቁማል) ካብ ሰብ ናብ ሰብ ብጥቡቕን ዝተናውሐን ምልጋብ ቆርበት

ንቆርበት፡ብጾታዊ ምትንኻፋትን(ርክባትን) ይመሓላለፍ።እዚ ይኹን እምበር እዚ

ሕማም ሰላም ብምብህሃል ኣይመሓላለፍን እዩ።

ምልክታትን ተረዮታትንምልክታትን ተረዮታትንምልክታትን ተረዮታትንምልክታትን ተረዮታትን ንኣሽቱ ቀያሕቲ ቁስሊ ዝመስል ዕንፍሩር ኣብዚኦም ዝስዕቡ ጉድኣት የብጽሕ፡

• ኣብ መንጎ ኣጻብዕቲ ኢድ ዘሎ ረቂቕ

ቆርበት

• ጉምቦ ኢድ

• ዳሕረዋይ ኩርኒዒት ኢድ

• ብርኪ

• ኣብ ከንባቢ ጎኒ(ሽምጢ)ን ሕምብርቲ

• ትሽትሽ

• ኣብ ከባቢ ጫፍ ጡብ

• ኣብ ድሕርን ጎንን እግሪ

• ኣብ ከባቢ ጾታዊ ኣካላት

• ኣብ ማሃንቱስ(መዓኮር)

መን እዩ ክፍወስ ዘለዎመን እዩ ክፍወስ ዘለዎመን እዩ ክፍወስ ዘለዎመን እዩ ክፍወስ ዘለዎ • እቶም ኣዝዩ ጥቡቕ ቆርበት ንቆርበት ምስ ኣብ ውሽጢ ዝሓለፈ 2 ኣዋርሕ

ተባላዒ ሕማም ቆርበት ዘለዎ ርክብ ዝገብሩ ሰባት እዩ።

• እቶም ምስ ዝተለኽፈ ሰብ ኣብ ሓደ ቤት ዝነብሩ

Page 34: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

34

ምፍዋስ ብተባላዒ ሕማም ቆርበት ዝምፍዋስ ብተባላዒ ሕማም ቆርበት ዝምፍዋስ ብተባላዒ ሕማም ቆርበት ዝምፍዋስ ብተባላዒ ሕማም ቆርበት ዝወረደ ጉድኣትወረደ ጉድኣትወረደ ጉድኣትወረደ ጉድኣት

• መጀምርይታ ነብስኻ መስ ተሓጸብካ ጽቡቕ ጌርካ ተንቅጾ

• እቲ ብሓኪም ዝተኣዘዘልካ ቅብኣት ብዘይካ ኣብ ገጽካ ኣብ መላእ ኣካልት

ቆረትበካ ተለኺኻ ን24 ሰ ዓታት ትገድፎ።

• እቲ ቅብኣት ኣብ መላእ ኣካላትካ ክትጥቀመሉ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ፡ብፍላይ ኣብ

መንጎ ኣጻብዕቲ እግርን ኢድን፡ኣብ ጾታዊ ኣካልት፡ኣብ ትሕቲ ኣጽፋር(ጽፍሪ

ኩሉ ግዜ ክሓጽር ኣለዎ)፡ኣብ ከብዲ ኢድን እግርን፡ኣብ ዕጻፍ(ዓጣር)

መሃንቱስ(መዓኮር)

• ቅብኣት ድሕሪ ምግባርካ ጽሩይ ክዳን ምቕያር

• ን24ስ ሰዓታት ኣይትተሓጸብ

• ኣእዳውካ እንተድኣ ተሓጺብካ ዳግማይ እቲ ቅብኣት ክትገብረሉ ኣለካ

ብተወሳኺ ኣብዘን 24 ሰዓታት ክዳውንትኻ ብማይ ውዑይ ክትሓጽቦ

ኣለካ፡ኣንሶላ(መንጸፍ)ናይ ዓራትካ ውን ብውዑይ ማይ ምሕጻብ ወይ ምቕያር

ኣልከ፡ኣንሶላ(መንጸፍ)ን ክዳንን ምሕጻብ እንተድኣ ዘይተኻኢሉ ኣብ ከረጺት

ጎማ(ፕላስቲክ)ኣእቲኻ ን 24 ሰዓታት ኣብ ጸሓይ ግደፎ።

ዘክርዘክርዘክርዘክር ስሓን ዕንፍሩርን ናይ ተባላዒ ሕማም ቆርበት ድሕሪ እቲ ተባላዒ(ቁማል) ምጥፍኡ

ክሳብ ኣርባዕተ ሰሙን ክጸንሕ ይኽእል።እዚ እቲ መድሃኒት(ፍወሳ)ኣይሰረሐን ማለት

ኣይኮነን።(ድሕሪ'ዚ ግዜ'ዚ ወይ ሓደስቲ ዕንፍሩረ እንተድኣ ተቐላቒሎም ሕክምናዊ

ምኽሪ(ሓገዝ)ሕተት።

ዝያዳ ሓበሬታ እንተድኣ ደሊኻ፡ንኽፍሊ ምክልኻል ተመሓላለፍቲ ሕማማትን

ምቁጽጻርን ተወከስ ቴሌፎን 21321321321332235322353223532235

Page 35: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

35

ሃፐታይትስ ቢሃፐታይትስ ቢሃፐታይትስ ቢሃፐታይትስ ቢ((((ሕማም ጸላም ከብዲሕማም ጸላም ከብዲሕማም ጸላም ከብዲሕማም ጸላም ከብዲ))))

እዚ ሕማም ንጸላም ከብዲ የጥቅዕ፡ኣብ ገለ ክፋል

ዓለምና ናይ'ዚ ሕማም ሓደጋኛነት ቦታት ኣሎ።

ተርእዮታትን ምልክታትንተርእዮታትን ምልክታትንተርእዮታትን ምልክታትንተርእዮታትን ምልክታትን ቃንዛ ኣብ ላዕለዋይ የማናይ ጎኒ ናይ ከብዲ(ከርሲ)

ተምላስን ዕግርግር ኣብ ከብዲ(ከርሲ)

ምጉዳል ሸውሃት

ምብጫው(ቢጫ ሕብሪ)ቆርበትን ዓይንን

ድኻም(ኣእምሮዓዊ ድኻም)

ስሓ(ሕኸኸ)

ጠንቂ ሃፐታይትስ ብመንገዲ ኣካላዊ ፈሰስቲ ጠንቂ ሃፐታይትስ ብመንገዲ ኣካላዊ ፈሰስቲ ጠንቂ ሃፐታይትስ ብመንገዲ ኣካላዊ ፈሰስቲ ጠንቂ ሃፐታይትስ ብመንገዲ ኣካላዊ ፈሰስቲ ናይ ዝተለክፈ ሰብ እዩ፡ናይ ዝተለክፈ ሰብ እዩ፡ናይ ዝተለክፈ ሰብ እዩ፡ናይ ዝተለክፈ ሰብ እዩ፡ • ዝተበከለ መርፍእ ብሓባር ምጥቃም

• መዎጽ(ብራሽ ስኒ) ብሓባር ምጥቃም

• ላማ መስደዲ ጭሕሚ ብሓባር ምጥቃም

• ዘይውሑስ ስጋዊ ርክብ ምፍጻም

• ካብ ኣደ ናብ ዘይተወልደ ዕሸል

ምክልኻል ሃፐታይትስምክልኻል ሃፐታይትስምክልኻል ሃፐታይትስምክልኻል ሃፐታይትስ

መርፍእ ብሓባር

ዘይምጥቃም

መዎጽ(ብራሽ ስኒ)ን ላማ

መስደዲ ጭሕሚን ብሓባር

ዘይምጥቃም

ምውጋድ ዘይውሑስ

ስጋዊ ርክብ

Page 36: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

36

ጽርየት ኣካላትን ምክልኻል ሕማማትንጽርየት ኣካላትን ምክልኻል ሕማማትንጽርየት ኣካላትን ምክልኻል ሕማማትንጽርየት ኣካላትን ምክልኻል ሕማማትን

Page 37: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

37

ጽርየትን ምክልኻል ሕማማትንጽርየትን ምክልኻል ሕማማትንጽርየትን ምክልኻል ሕማማትንጽርየትን ምክልኻል ሕማማትን

ሕጽረት ጽርየት የብዝሖ ምዝርጋሕ ሕማማት።

ብቀሊል ክትከላኸሎም ትኽእል ብትንፋስ ዝመሓላለግ ሕማማት፡ከም

ቲቢ፡ፍሮማይ፡ሰዓል ዝኾነ ዓይነት ፍሉ ከመኡ ኤች1ኤን1፡ ብቀልቀል

ዝመሓላለፍ ብኣፍ ሕማም፡ከም ውጸኣት፡ጨጎራ ሕማምን ፡ቖርበት

ሕማም፡ ነዞም ዝተጠቅሱ መከላኸሊ ስጉምታት ምውሳድኩም የቀንየልና።

ኣፍካን ኣፍጫኻን ሸፍኖ ኣፍካን ኣፍጫኻን ሸፍኖ ኣፍካን ኣፍጫኻን ሸፍኖ ኣፍካን ኣፍጫኻን ሸፍኖ

ኣብ ትስዕለሉን ኣብ ትስዕለሉን ኣብ ትስዕለሉን ኣብ ትስዕለሉን

ትህንጥሰሉን።ትህንጥሰሉን።ትህንጥሰሉን።ትህንጥሰሉን።

ኢድካ ብማይን ሳምናን ብግቡእ ድካ ብማይን ሳምናን ብግቡእ ድካ ብማይን ሳምናን ብግቡእ ድካ ብማይን ሳምናን ብግቡእ

ሕጸቦ፡ሕጸቦ፡ሕጸቦ፡ሕጸቦ፡ ድሕሪ ሽንቲቤት ምጥቃምካ

ድሕሪ ምህንጣስካ

ድሕሪ እንስሳ ምሓዝካ

ቅድሚ መግቢ ምትንካፍካ

Page 38: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

38

ኣብ ዝረኸብካዮ ጡፍ ኣይ ኣብ ዝረኸብካዮ ጡፍ ኣይ ኣብ ዝረኸብካዮ ጡፍ ኣይ ኣብ ዝረኸብካዮ ጡፍ ኣይ

ትበል ምኽንያቱ ሳዕቤኑ ትበል ምኽንያቱ ሳዕቤኑ ትበል ምኽንያቱ ሳዕቤኑ ትበል ምኽንያቱ ሳዕቤኑ

ምዝርጋሕ ሕማም ኢዩ።ምዝርጋሕ ሕማም ኢዩ።ምዝርጋሕ ሕማም ኢዩ።ምዝርጋሕ ሕማም ኢዩ።

መግቢመግቢመግቢመግቢ ከይከደንካ ከይከደንካ ከይከደንካ ከይከደንካ

ኣይኣይኣይኣይትግደፍ ።ትግደፍ ።ትግደፍ ።ትግደፍ ።

መዓልታዊ ነብስኻ መዓልታዊ ነብስኻ መዓልታዊ ነብስኻ መዓልታዊ ነብስኻ

ተሓጸብ፡ኣስናንካ ውን መዓልታዊ ተሓጸብ፡ኣስናንካ ውን መዓልታዊ ተሓጸብ፡ኣስናንካ ውን መዓልታዊ ተሓጸብ፡ኣስናንካ ውን መዓልታዊ

ብብራሽ ሕጸቦ፡ንናይ ነብስኻ ብብራሽ ሕጸቦ፡ንናይ ነብስኻ ብብራሽ ሕጸቦ፡ንናይ ነብስኻ ብብራሽ ሕጸቦ፡ንናይ ነብስኻ

ጽርዬት።ጽርዬት።ጽርዬት።ጽርዬት።

Page 39: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

39

ውሑስ መግቢውሑስ መግቢውሑስ መግቢውሑስ መግቢ

ድሕሪ ምምታር ጥረ ድሕሪ ምምታር ጥረ ድሕሪ ምምታር ጥረ ድሕሪ ምምታር ጥረ

ስጋ፡ደርሆ፡ዓሳ እቲ ስጋ፡ደርሆ፡ዓሳ እቲ ስጋ፡ደርሆ፡ዓሳ እቲ ስጋ፡ደርሆ፡ዓሳ እቲ

ዝተጠቀምካሉ ዝተጠቀምካሉ ዝተጠቀምካሉ ዝተጠቀምካሉ

መምተሪ ብውዑይ መምተሪ ብውዑይ መምተሪ ብውዑይ መምተሪ ብውዑይ

ማይን ሳምናን ማይን ሳምናን ማይን ሳምናን ማይን ሳምናን

ተጠቂምካ ሕጸቦ።ተጠቂምካ ሕጸቦ።ተጠቂምካ ሕጸቦ።ተጠቂምካ ሕጸቦ።

ስጋ፡ደርሆ ኣብ ፍሪጅ ድሕሪ

ምቅማጥካ ኣብ ውሽጢ 5መዓልቲ

ተጠቀመሉ፡ዓሳ ግን ኣብ

2መዓልቲ ተጠቀመሉ።ጥረ ስጋ

ኣብ ቢያቲ ገርካ ክሽፈን ኣለዎ

፡ኣብ ፍሪጅ ከተእትዎ ከለካ።

ከተረጋግጽ ኣለካ ከተብስል ከለኻ ከተረጋግጽ ኣለካ ከተብስል ከለኻ ከተረጋግጽ ኣለካ ከተብስል ከለኻ ከተረጋግጽ ኣለካ ከተብስል ከለኻ

ከም ስጋ፡ደርሆ፡ዓሳ ብጉቡእ ከም ከም ስጋ፡ደርሆ፡ዓሳ ብጉቡእ ከም ከም ስጋ፡ደርሆ፡ዓሳ ብጉቡእ ከም ከም ስጋ፡ደርሆ፡ዓሳ ብጉቡእ ከም

ዚበሰለ።ጥረ ወይ ዘይበሰለ እንቋቑሖ ዚበሰለ።ጥረ ወይ ዘይበሰለ እንቋቑሖ ዚበሰለ።ጥረ ወይ ዘይበሰለ እንቋቑሖ ዚበሰለ።ጥረ ወይ ዘይበሰለ እንቋቑሖ ከሕመካ ይኽእል።ከተመውቅ ከለኻ ከሕመካ ይኽእል።ከተመውቅ ከለኻ ከሕመካ ይኽእል።ከተመውቅ ከለኻ ከሕመካ ይኽእል።ከተመውቅ ከለኻ

ብብብብ165165165165ዲግሪ ክሳብ ዋዒን ዲግሪ ክሳብ ዋዒን ዲግሪ ክሳብ ዋዒን ዲግሪ ክሳብ ዋዒን ሃፋን ትርእሃፋን ትርእሃፋን ትርእሃፋን ትርእ

ን ኣምቆ።ን ኣምቆ።ን ኣምቆ።ን ኣምቆ።

ኣእዳውካ ንኣእዳውካ ንኣእዳውካ ንኣእዳውካ ን20 20 20 20

ደቂቅ ብማይን ደቂቅ ብማይን ደቂቅ ብማይን ደቂቅ ብማይን

ሳምናን ሕጸቦ ሳምናን ሕጸቦ ሳምናን ሕጸቦ ሳምናን ሕጸቦ

ቅድሚ ቅድሚ ቅድሚ ቅድሚ

ምምጋብካን ምምጋብካን ምምጋብካን ምምጋብካን

መግቢ ምሓዝካን።መግቢ ምሓዝካን።መግቢ ምሓዝካን።መግቢ ምሓዝካን።

Page 40: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

40

ናይ ኣእምሮ ስሚዒታዊ ጥዕናናይ ኣእምሮ ስሚዒታዊ ጥዕናናይ ኣእምሮ ስሚዒታዊ ጥዕናናይ ኣእምሮ ስሚዒታዊ ጥዕና

Page 41: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

41

ናይ ኣእምሮ ስሚዒታዊ ጥዕናናይ ኣእምሮ ስሚዒታዊ ጥዕናናይ ኣእምሮ ስሚዒታዊ ጥዕናናይ ኣእምሮ ስሚዒታዊ ጥዕና

ብዙሓት ናይ ሽግር ኩነታት ሓሊፍካን ትሓልፍን ኣልኻ፡ካብ ሃገርካ ርሒቕካ፡ኣብ

ማሕዩር ኔርካ ወይ ኣለኻ።ብ ኣዝዩ ዘስካሕክሕ ጉዕዞ ሓሊፍካ፡ስሚዒታዊ ምምዝባል ከም

ቁጥዐ፡ጭንቀት፡ወጥሪ፡ጸቕጢ፡ድኻም ከስዕበልካ ይኽእል። ምናልባት ብዛዕባ ጸገምካ ምናልባት ብዛዕባ ጸገምካ ምናልባት ብዛዕባ ጸገምካ ምናልባት ብዛዕባ ጸገምካ

ኣመና ብዙሕ ክትሓስብ ትኽእል።ኣመና ብዙሕ ክትሓስብ ትኽእል።ኣመና ብዙሕ ክትሓስብ ትኽእል።ኣመና ብዙሕ ክትሓስብ ትኽእል።

ኩሉ ጊዜ ዘይኮነ ሓደ ሓደ ጊዜ ጭንቐት ሓሳብን ተክእሎ ኣሎ ናይ ኣከላታዊ ምልክት፡ ምኽንያቱ ሓንጎልን ኣካላትን ዝተኣሳሰረ ስለዝኾነ

እንተደኣ ሓንጎል ተሳቂዩ ኣካላት ይስምዖ። ኣሽጋሪ ተመኩሮ ኣብ ኣደቃቅሳን

ኣመጋግባን, ከም ዘይምኹንይ ጠባይ፡ሕማቅ ሙድ፡ድኹም ሸውሃት፡ምርባሽ.ሓፈሻዊ

ሰውነት ቃንዛ ይስመዓካ፡(ርእሲ ቃንዛ፡ኣፍልቢ ቃንዛ፡ ጨጎራ ቃንዛ...)። ሓደ ሓደ ግዜ ልቢ ብፍጥነት ትሃርም ወይ ብፍጥነት ተስተፍስ ጅማውትኻ ክተኣሳሰር

ከሎ ከም (ሕርቃን),ሳዓቤኑ ከኣ ርእሲ ህማም፡ጨጎራ ሕማም...የከትል።ኣካላትና

ኣድራሊና ዝተባህለ ነገር የመንጩ እሞ ዘይጥዑይ ኣካላታዊ ምልክታት የኸትል,ከም ዲዚ

ወይ ናይ ሰጋዊ ርክብ ጸገም፡ጭንቀት የከትል፡ጭንቀት ከም ቆርበት ህማም የግድዶ ፡

ብተወሳኺ ድማ (ድሩቕ ቖርበት፡ረኽሲ፡ሕጽረት ምቅስቃጽ)። ሰባት ትሒቶም ምስ ዝስምዖም:ወይ ብጸገም ምስ ዝጸግቡ፡ ወይ ኣቀንዛዊ ዝኽሪ ምስ

ዝህልዎም ብጣዕሚ ተነቀፍቲ ይኮኑ እሞ ድኾነ ክትጻወር ኣይክእሉን፡እዚ ምልክት ድማ

ናይ ሓንጎል ስቃይ ኢዩ።

ኣብዚ ድማ ምትካር ብብዝሒ ኣብ ናይ ዘረባ ጣውላ ፍታሕ ኣይኮነን።

ኣብ ዓራት ተጋዲምካ ምውዓል ሓገዝ የብሉን፡ምስ ግዜ ድማ እንዳ ከፈኣ ይመጽእ።

Page 42: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

42

ብብዝሒ ትሓብብዝሒ ትሓብብዝሒ ትሓብብዝሒ ትሓስብ እንተለስብ እንተለስብ እንተለስብ እንተለኻኻኻኻ።።።። • ምስ ትኣምኖ ኣዕልል ክም(ዓርክካ፡ቤተሰብ...)ግዜኻ ምስኦም ኣሕልፎ፡ተመክሮ

ሓላፍነት ተለዋወጥ ፡ኣብ ክንዲ ሽግርካ ትሓስብ ሽግርካ ኣዕልል፡እንተዘይ ኮንኑ ድማ

ኣብ ውሽጢኻ ይዓቢ። ሓንጎል ነጻ ግበሮ ብምዕላል,ብምጽሓፍ....። • ፈትን ሓደ ሓደ ንጥፈታት ከም ሰእሊ,ቅብኣ,ደርፊ,ሳዕሲዒት,ንእሽተይ

ስራሕ,ጸወታ...ድኾነ ባህ ዝብለካ። • ፈትን ኽትገብር ስፖርት ከም ኣካላታዊ ምንቅስቓስ ከም ጸወታ ኩዑሾ ካልእ

ንጥፈታት...።

• ፈትን ብግዜ መኣልቲ ደኺምካ ብግዜ ለይቲ ክትድቅስ ንትፈታትን ኣካላታዊ

ምንቅስቓስ ኣዘውትር፡ኣቓርጽ ብብዝሒ ቡን ሻሂ ብግዜ ልይቲ፡ኣቃርጽ ድቃስ ብግዜ

መዓልቲ፡ስሩዕ ሰዓታት ኣደቃቅሳ ስለዳ ተጠቀም፡ካብ ወልፍታት ነጻ ኩን

፡ንኽትድቅስ መስተ ኣይትጥቐም። • ነብስኻ እለ (ኣካዳድና፡ጽርየት...) መራሒ ሓሳባትካ ኩን, ኣይተፍቕድ ሓሳባትካ

ክመርሓካ።ፈትን ክትዛነ ወይ ብዕምቀት ኣስተፍስ።

• ዝኾነ ተምውኩሮ ገለ ነገር ንኽትዓምም ይምህረካን ይሕግዘካን

እንተደኣ ድሕሪ እዚ ኩሉ ምክትታል ለውጢ እንተዘይየለ,ናብ ሳኮሎጂ ወይ ሓኪም

ኪድ።

Page 43: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

43

ጥዕና ህጻን ጥዕና ህጻን ጥዕና ህጻን ጥዕና ህጻን

Page 44: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

44

ክሊኒክ ቅድመ ሕርሲ

ብዝዓባ ጥንስኺ ምክትታል ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ።ኣብ ሆስፒታል ማተርደይ ሆስፒታል ማተርደይ ሆስፒታል ማተርደይ ሆስፒታል ማተርደይ ክሊኒክ ቅድሚ ሕርሲ

ቆጸራ ክትወስዲ ኣለኪ፡(ቁጺ ቴሌ.25454440)ካብ ሓፈሻዊ ሓኪም ድሕሪ ናይ መወከሲ ወረቐት

ምርካብኪ እዚ ዝሰዕብ ትማልኢ፡

• ናይ ቅድሚ ሕርሲ ሰመያዊ ካርድን ኩሉ ሕክምናዊ ሰነዳትን

• ወረቐት መንነተን ፖሊስ ካርድን

• ናይ ቖጸራ ካርድ ወይ ደብዳቤ

• ጽርይ ዝበለ መትሓዚ ሽንቲ(ድሕሪ ምሕጻብኪ ናብታ መትሓዚ ትሸኒ)

ኣብ ሰዓትኪ ተረኸቢኣብ ሰዓትኪ ተረኸቢኣብ ሰዓትኪ ተረኸቢኣብ ሰዓትኪ ተረኸቢ!!!!!!!!

ክታበት

ኣብ ማእከል ጥዕና ፍሎርያናማእከል ጥዕና ፍሎርያናማእከል ጥዕና ፍሎርያናማእከል ጥዕና ፍሎርያና

ሶኒ - ቀዳም

ን ቆጸራ በዚ ዝስዕብ ደውሉ

ቁጽሪ ቴሌ.25680222/3

ክታበት ንውላድክን ካብ ብዙሓት ሓደገኛታት ሕማማት(ረኽስታት)ይከላኸል።

Page 45: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

45

ክታበት ጎናዊ ሳዕቤን ከኸትል ይኽእል፡መብዛሕትኡ ፎኪስ(ቀሊል)ግብረ መልሲ

የርኢ፡ከም ምሕባጥን ምቕያሕን ኣብ ከባቢ እቲ ዝተኸተበሉ ክፍሊ ኣካል ወይ

ፎኪስ ረስኒ።

ናይ ውላድኪ ደብተር(መጽሓፍ)ተኸታቲልኪ እቲ ክታበት ክትምዝግብዮ ኣለኪ። Age Vaccine

2 ወርሒ

Diphteria/Tetanus/Pertussis DTP 1

Polio (oral) 1

Haemophilus Influenzae B HIB 1

3 ወርሒ DTP 2

Polio 2

HIB 2

4 ወርሒ DTP 3

Polio 3

HIB 3

15 ወርሒ Measles/Mumps/Rubella MMR 1

Hepatitis B Hep 1

16 ወርሒ Hep 2

21 ወርሒ Hep 3

4 ዓመት DT 4

Polio 4

7 ዓመት MMR 2

12-14 ዓመት BCG - Tuberculosis

16 ዓመት DT 5

Polio 5

ህጻንካ ኩሉ ዓይነት ክታበት ክረክብ ከም ዘለዎ ኣገዳሲ እዩ። ሓንሳብ ምውሳድ

ኣኻሊ ኣይኮነን

Page 46: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

46

ምምጋብ ጻባ ጡብ ኣደ

ጸባ ጡብ ኣደ እቲ ህጻን ኣብ ቀዳሞት 6 6 6 6 ወርሒወርሒወርሒወርሒ ዘድልዮ ኩሉ ነገር

የጠቓልል።ኣብተን ቀዳሞት 6 ወርሒ ጸባ ጡብ ኣደ ጥራይ ጥራይ ጥራይ ጥራይ መግብዮ።

ጸባ ጡብ ኣደ ን ህጻናት ካብ ካልኦት መግብታ(ችቾቶ) ኣዝዩ ይምረጽይምረጽይምረጽይምረጽ።ጸባ ጡብ

ኣደ ን ህጻናት ካብ ረኽስታትን ኣለርጂግን ይከላኸል ብተወሳኺ ኣብ ሞንጎ

ህጻናትን ኣደን ዘሎ ዝምድና (ጥምረት) ዝሓሸ ይገብሮ።

ብዙሕ ምስተጥብዊ ብዙሕ ጸባ ከትፍርዪ ትኽእሊ።ህጻንኪ ሚዛን እንተደኣ ወሲኹ

ኡኹል ጸባ ኣለኪ ማለት እዩ።

ጸባ ጡብ ኣደ ን ህጻናት ዝበለጸ እዩ ፡ እንተደኣ ብ ጥርሙዝ(ችቾቶ) ምምጋብ

ትጥቀሚ ኮይንኪ ብግቡእ ከም ዝመኸነ ኣረጋግጺ።

ክሳብ 2 ዓመት ከተጥብዊ ትኽእሊ ኢኺ ካብ 6 ወርሒ ንደሓር ግን

ተወሰኽቲ(ደረቕ)መግቢ ክትጅምርሉ ኣለኪ።

ዝተጣሕና ኣሕምልቲ ብናኣሽቱ ማንካ ናይ ሽኮር ምምጋብ ክትጅምሪ ትኽእሊ

ንኣብነት ከም ካሮትን ድንሽን፡ጥረታት፡ጽሞቕ ፍረታት ከም ባናና፡ኣብ ሓዊ

ዝበሰለ ቱፋሕ።ሽኮር ወይ ጨው ኣይትወስኽሉ።ሻሂ ወይ ቡን ፍጹም ኣይትሃቢ።

ንዝኾነ ሓገዝ ምስ ምምጋብ ጸባ ጡብ ኣደ እንተደኣ ደሊኽን ኣብ ማተርደይ

ክሊኒክ ምምጋብ ጸባ ጡብ ኣደክሊኒክ ምምጋብ ጸባ ጡብ ኣደክሊኒክ ምምጋብ ጸባ ጡብ ኣደክሊኒክ ምምጋብ ጸባ ጡብ ኣደ በዚኣ ቴሌ 25454445 ክትውከሳ ትኽእላ

ሰሉስ - ሓሙስ 8፡00-13፡00 ብቐጥታ ወይ ክኣ ብ ቖጸራ ክትበጽሓ ትኽእላ

Page 47: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

47

ክሊኒክ ህጻናት

ኣብ ማእከል ጥዕና ፍሎርያናማእከል ጥዕና ፍሎርያናማእከል ጥዕና ፍሎርያናማእከል ጥዕና ፍሎርያና

ሰሉስ ብቖጸራ ጥራይ

ን ቖጸራ በዚ ደውሉ

ቴሌ.25680226

ናይ ህጻንኪ ደብተር(መጽሓፍ)ን ናይ ዕለተ ልደት ወረቀትን ክትማልእዮ

ዘክሪ!

Page 48: መሐበሪ ጥዕና ንስደተኛታት - Health · ስልኪ፡21 243314 እንተ ምቅማጥካ ኣብ፡ፔታ፡ጎርጃማንጃ፡ቫለታ፡ፍሎሪያና፡ሃምሩን፡ብላታ

48

ክፍሊጥዕና ስደተኛታት ሓካይም ብዘይ ዶብ ክፍሊ መባእታዊ ጥዕና

እዚኣ መጽሓፍ ብተበግሶ ክፍሊ ስደተኛታት ኣብ ክፍሊ መባእታዊ ጥዕና

ብምትሕብባር ምስ ሓካይም ብዘይ ዶብ(ኤም.ኤስ.ኤፍ)ክፍሊ ኣስተምህሮኣዊ ጥዕናን

ምክልኻል ሕማማትን ዝተዳለወት እያ።እቲ ዕላማ ድማ ስርዓተ ጥዕና ማልታ

ብኸመይ ከም እትጥቀመሉ ንኽትርዳ እትሕግዝ እያ።ካብ ግዜ ናብ ግዜ ሕግታት

ክለዋወጡ ይኽእሉ እዮም፡ስለዚ ንወሃቢ ኣገልግሎት ጥዕና ብሰፊሕ ከመይ ጌርካ

ክትከታተሎ ከም ዘለካ ንኽገልጸልካ ክትሓቶ ንምዕደካ።